ጥዕና ይሃበለይ icon

ጥዕና ይሃበለይ

Fanizon
Free
500+ downloads

About ጥዕና ይሃበለይ

ዶ/ር ኣቤል ግደይ ኸበዶም ኣብዚ ሕዚ እዋን ኣብ ምፍላጥ ጥዕና ዝነጥፍ ሓኪም እዩ። ኣብ ሕክምና፥ምርምር ጥዕና፥ ነፃ ሕክምና ን ዝተፈላለዩ ግብረሰናይ ድርጅታት ኣብ ምሃብን ብፌስቡክ ጥዕና ይሃበለይ ብዝብል ገፅ ንሰብ ኣብ ምምሃር ኣብ ምንጣፍ ይርከብ። ቐዳማይ ዲግሪ ብሕክምና ካልኣይ ዲግሪ ስፔሻሊስት ሕክምና ህፃናትን ኣባፅሕን ኮይኑ ኣብ ዓይደር መቐለ ዩኒቨርሲቲ ብሓጋዚ ፕሮፌሰር ኮይኑ ኣብ ምስራሕ ይርከብ። ልዕሊ 50 ሰርትፊኬታት ምስጋናን ስልጠናታትን እውን ወሲዱ እዩ።

ጥዕና ይሃበለይ Screenshots