Kabbee+
ካቢፕላስ ምሉእ ብምሉእ ብፈጠራዊ ዓቕሚ ኤርትራውያን መንእሰያት ኣባላት ካቢ ኣብ ሱዳን፡ ኢትዮጵያ፡ ዩጋንዳ፡ ኣሜሪካ፡ ጀርመን፡ ፊንላንድን ጣልያንን ዝማዕበለ ናይ መዘናግዕን መምሃርን ኣፕሊኬሽን ኮይኑ፡ ቀንዲ ዕላማ ካቢፕላስ ንተዓዘብቲ ሚዛኑ ዝሓለወ መሃርን ኣዘናጋዕን ፊልምታት ዝርእይሉ ባይታ ምፍጣር፡ ንስነጥበብን ስነጥበባውያን ሃገርናን ምእኩል ባይታ ምፍጣርን ከምኡ ድማ ብዝተረኽቡ መኽሰባት ብሓፈሻ ኣብ ምምዕባል ሕብረተሰብና ወፍሪ ምግባርን እዩ። ዋንነት ካቢፕላስ ብካ