ቋንቋ ኣብ ምምሃር ዝሕግዙ ምኽርታት icon

ቋንቋ ኣብ ምምሃር ዝሕግዙ ምኽርታት

Afromium Digital Solutions
Free
10,000+ downloads

About ቋንቋ ኣብ ምምሃር ዝሕግዙ ምኽርታት

ሓድሽ ቋንቋ ኣብ ምምሃር ዝሕግዙ ኣገደስቲ ምኽርታት

መብዛሕቲኦም ሰባት ሓድሽ ቋንቋ ብዓወት ናይ ምምሃር ዓቕሚ ኣሎዎም። ዝበዝሑ ነዚ መስርሕ ኣብ ጭቡጥ ግዜ ኢዮም ዘሰላስልዎ፣ ብፍላይ ድማ እቶም ብኣድማዒ ኣገባብ ዝተማህሩ። ወላ ውን ገለ ውሱናት ሰባት ሓዲሽ ላህጃ ኣብ ምምሃር ዘድልዮም ብቕዓት ከም ድላዮም እንተዘይብሎም፣ ጽቡቅ ኣገባብን ሓያል ተወፋይነትን ግን ብሓፈሻ ዕዉት ዝኾነ ምልከት ናይ ሓደ ሓድሽ ቋንቋ ከምጽእ ይኽእል።
እቲ ዕዉት ዝበሃል ኣገባብ ካብ ሰብ ናብ ሰብ ዝፈላለ ከምዝኾነ ከይተጠቅሰ ክሕለፍ ዘይብሉ ኣገዳሲ ነጥቢ እዩ። ንሓደ ሰብ ጽቡቅ ዝሰርሓሉ ንኻልእ ሰብ ጽቡቕ ዘይክሰርሓሉ ይኽእል ኢዩ። ሓደ ቋንቋ ዝመሃር ዘሎ ሰብ ነቲ ንዕኡ ዝሰማዖን ዝሰርሓሉን ኣገባብ ክሳብ ዝረክብ ብዝተፈላለዩ ዓይነት መገድታት ክመራመር ኣሎዎ።

ናይዚ ጽሑፍ ዕላማ ንሓደ ሓድሽ ቋንቋ ዝመሃር ሰብ ናብ ዓወት ዘብጽሑ ሓሳባትን ኣገባባትን ምትንባህ ኢዩ።

ጽቡቕ ዕድል!

ቋንቋ ኣብ ምምሃር ዝሕግዙ ምኽርታት Screenshots